ዋላ እቲ ንዓለም ብምልእታ ዝገዝእ ሓያል ሃጸይ ዓለም፡ ምስ ጠመየ፡ ኩሉ ሓይሉ ገዲፉ፡ ብትሑት ቃላት፡ "ጠሚየ ኣለኹ፤ እንታይ ክገብር" እናበለ ኣብ ጥቓኡ ንዝነበሩ ኣገልገልቱ የማርር።