እቶም ዝዓበዩን ካባኦም ዝዓቢ ሰብ ከምዘየለን ዝመስሎም ኣዝዮም ዝሕበኑ ኢጎይስትስ ከይተረፉ ጥሜት ምስ ዝገጥሞም ኢጎኦም ኣጥፊኦም ነቶም ዝምግቦም ብሉጻት ሰባት ኢሎም ይንእዱ።