ነዞም ሰለስተ ዓይነት ደስታታትን ረብሓታትን ህይወት ብኸመይ ከም እንረኽቦም ክንፈልጥ እንተደሊና፡ -
ብክፋል ጸጋ ኣምላኽን ፍጽምና ጸጋ ኣምላኽን ክበጽሑ ከም ዝኽእሉ ክትፈልጥ ኣለካ።