ኣብ ሓዘን ዝጠሓሉ ድኻታት ከምዚ ኢሎም ክጭነቑ ከለዉ "ኣንታ ሕጂ ጸልሚቱ ኣሎ፡ ናበይ ክንከይድ ኢና ንመግቢ ንመን ክንሓትት "እንታይ ክገብር " ። ሓዘን ሰብ ምእላይ ርህራሄ ይበሃል።