ብትምህርቶም፡ ፍልጠቶም፡ ሃብቶም፡ መግቦም ወዘተ ዝሓዝኑ በዓል ገዛውቲ፡ ከከም ኩነታቶም፡ ነቶም ዝጠመዩ ድኻታት ንምምጋብ ጾም እንተ ኣኽቢሮም፡ ርህራሄ ትምህርቲ፡ ፍልጠት፡ ሃብቲ፡ መግቢ፡ ወዘተ ከም ዘፍሪ ሓቂ እዩ።