ከምዚ ዝስዕብ ክንፈልጥ ኣለና። ኣብ ሓመድ ዘርኢ ተዘሪኡ እንተ ኣስተዩ፡ ብመሰረት ሕጊ እቲ ልዑል፡ ነፍሳት በቲ ማይ ኣቢለን ኣቶሚክ ኣካላት ረኺበን፡ ናብ ሓመድ ኣትየን፡ ምስ ጸዓት ሓመድ ተሓዋዊሰን፡ ናብቲ ዘርኢ ክኣትዋ እየን።