እዚ ኩሉ ህዝቢ ጥሜት ክገጥሞ ከሎ ከምዚ ክሳቐ ከሎ እቲ ድጋፍ ዘይብሉ ድኻ ህዝቢ ጥሜት ምስ ተገጠመ ክንደይ ክሳቐ እዩ።
እቶም ድኻታት ሰባት ኣብቲ ግዜ እቲ ምግቢ እንተ ዚወሃቦም ነይሩ: ክንደይ ምተሓጐሱ!
እቶም ነዚ ሓጐስ ዝፈጠሩ ክንደይ ረብሓ ምረኸቡ
ክቡርን ብቓላት ክግለጽ ዘይክእልን ምዃኑ ክትርዳእ ኣለካ።