"ኣንታ ትማሊ ምሸት ቀቲሉ ፍርቂ ዝበልዐና ሓጥእ ጥሜት ሎሚ እውን ክመጽእ እዩ" ኢሎም ዝጭነቑ ድኻታት ፍጡራት ጭንቀት ምእላይ፤ ንህያዋን ፍጡራት ርህራሄ ይበሃል።